Tigrinya   /     ጸብጻብ ኤርትራዊ ባህሊ ካርኒቫል (ኣልዋን) ኣብ መልበርን፡

Description

ኣብ ከተማ መልበርን ኣውስትራልያ ፡ብ ኣልዋን ምስ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ብምትሕብባር ፡ ጉጅለ ባህሊ ኣልዋን ዘዳለዎ ፍሉይ ካርኒቫል ዕለት 11 ሕዳር 2024 ፍሉይ ባህላዊ ምሸት ተገይሩ። ኣብዚ ካርኒቫል እዚ ፡ ብያታታትን ብስነ-ጥበብን ብጽሑፋትን ንእተፈላለየ መዳያት ባህሊ ኤርትራ ዝውክል ኣብ ማሕበረሰቦም ኣበርክቶ ዝገበሩ ናይ ኣፍልጦ ሽልማት ተዓዲሉ። ነዚ ኣመልኪትና ምስ ኣወሃሃድቲ እቲ መደብ ቅድሚ እቲ ካርኒቫል ምጅማሩ ብዛዕባቲ መደብ ገሊጾሙልና ኣለዉ፡ ከነቕርቦ ኢና። ከም ስነጥበበኛታት ሚካኤል ኣዶናይ ስዒድ ዓብደላን ወልደየሱስ ማንጁስን ካልኦት ዓበይቲ ስነጥበበኛታት ኣብቲ እዋን ተሸሊሞም። ዝተፈላዩ ድምጻውያን ዝተሳተፍዎ ባህላዊ ምሸት ተዳልዩ ተዓደምቲ፡ ዝተዳለወ ናይ ስእሊ ኤግዚቪሽን ክምልከቱ፡ ባህላዊ ምግብታት ክካፈሉን ብናይ ዝተፈላለዩ ብሄራት ኤርትራ ዜማታት ክለሃዩን ክሕጎሱን ኣምስዮም።

Subtitle
ኣብ ከተማ መልበርን ኣውስትራልያ ፡ብ ኣልዋን ምስ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ብምትሕብባር ፡ ጉጅለ ባህሊ ኣልዋን ዘዳለዎ ፍሉይ ካርኒቫል ዕለት 11 ሕዳር 2024
Duration
00:18:25
Publishing date
2024-11-11 15:02
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/report-on-alwan-eritrean-cultural-carnival-melbourne/9zf4sr7ir
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20241111154810-tigrinya-11112024-alwan-report.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000193-195a-d8ee-a9df-1b7b6b4b0000&dur_cat=3
audio/mpeg