Tigrinya

0 Likes     0 Followers     1 Subscribers

Sign up / Log in to like, follow, recommend and subscribe!

Recommendations


Episodes

Date Title & Description Contributors
2025-02-20

  ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ለካቲት 2025)

ንሎሚ ሓሙስ 20 ለካቲት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ። ኲናት ብምጽሕታር ዝተኸሰሰት ኤርትራ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጽዑቕን ምትዂታዂን ኣዊጁ ክትብል ከሲሳ። መበል 50 ዓመት ፅምብል ህወሓት ብዝተኸፋፈለ ኩነታት ተኸቢሩ። ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባትን ትግራይ ሕገመንግስ...
2025-02-20

  ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ለካቲት 2025)

ኣርእስታት ዜና፥ ሕሉፍነት ዘማዕበሉ ቆልዑ ማዕረ ዓበይቲ ኣሸበርቲ ን ኣውስትራሊያ ስግኣት ምዃኑ ናይ ኣውስትራሊያ ሓላፊ ጸጥታ ገሊጹ። ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብጽል ኢ ናይ ምስልምና ኣብ ልዕሊ ክልተ ኣንስቲ ዘጥቀዐት እተኸሰሰት ሰበይቲ ፡ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪባ ። ኣብ ተኒስ: ኣውስትራልያዊ ኣሌክስ ደ ሚኖር ኣብ ናይ ኳታር ኦፐን ናብ ርብዒ ፍጻመ ሓሊፉ ።
2025-02-20

  ብማሕበረኮም ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ (ENCC) ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ንምንታይ ተሰሪዙ፧ ዝርርብ ምስ ሃቱ ገብረመድህን።

ሲቲ ካውንስል Meri bek ብ ማሕበረሰብ ሃገራዊ ካውንስል ኤርትራዊያን (ENCC)ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ከምዝተሰረዘ ሀራልድ ሳን ጸብጺቡ ኣሎ። እቲ ጋዜጣ ዘውጽኦ ጸብጻብ መሰረት፡ እቲ ኣካታዒ (ኮንትሮቨርሺያል) ፈስቲቫል ኢሉ ዝጸውዖ፡ በቶም ኣዳለውቲ እቲ ፌስቲቫልን ነቲ ፌስቲቫል ዝቃወሙ ግጭት ከይፍጠር ብምስጋእ ኣብ ኮበር ታውን ሆል ናይቲ ካውንስል ኣዳራሽ ክግበር ተሓሲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ክ...
2025-02-20

  ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ።

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ። ኲናት ብምጽሕታር ዝተኸሰሰት ኤርትራ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጽዑቕን ምትዂታዂ ኣዊጁ ክትብል ከሲሳ። መበል 50 ዓመት ፅምብል ህወሓት ብዝተኸፋፈለ ኩነታት ተኸቢሩ። ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባትን ትግራይ ሕገመንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ "ኣብ መንጎኛ ይዕናሕ" ንዝበለ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ ኮኒኖም።
2025-02-19

  ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበር ፡ ኤርትራ ኲናት ትጽሕትር ከምዘላ ዝገልጽ ዘውጽኦ ጽሑፍ ስዒቡ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምላሽ ሂቡሉ። (ዜናታት SBS 19 ለካቲት 2025)

ንሎሚ 19 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ኣለቃሕቲ ባንክታት መጠን ገንዘብ ብ25 ነጥቢ ድሕሪ ምንካዩ ናይ ወለድ መጠን ከጉድላ ትጽቢት ይግበር ።... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና መጥቓዕቲ እናወሰኸ ምምጽኡ ይገልጽ ... ** ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበር ፡ ኤርትራ ኲናት ትጽሕትር ከምዘላ ዝገልጽ ዘውጽኦ ጽሑፍ ስዒቡ፡ መንግስቲ ኤርትራ ም...
2025-02-18

  ዓቕሚ ዘፍቅዶን ንኹሉ ዝኾንን ንጥፈታት ድሕሪ ትምህርቲ፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

ኣብ ቤት ትምህርቲ ድሕሪ ሰዓታት ትምህርቲ ዝግበር ንጥፈታት ፡ ንቘልዑን ንመንእሰያትን ብዙሕ ጥቕምታት እዩ ዘምጽኣሎም ፣ ካብ ሓድሽ ሞያ ምምሃር ክሳብ ኣዕሩኽ ምጥራይ ይርከቦ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ኣማራጺታት እንተሃለዉ'ኳ ፤ ክቡራት ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ድሕሪ ሰዓታት ትምህርቲ ሕሱርን ንኹሉ ዝሓቆፍን ፡ ኣበይ ከም ዝርከብ ...
2025-02-18

  “ኢሳያስ ኣፈወርቂ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምፍልላይ መዝሚዙ ዳግማይ ኲናት ከባርዕ ይዳሎ ኣሎ።" ነበር ፕረ/ ኢትዮጵያ

ንሎሚ 18 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ምሕበራት እስልምና ነቲ ኣብ መልበርን ኣብ ልዕሊ ክልተ ሙስሊም ደቂ ኣንስትዮ ንዝተፈጸሙ መጥቓዕትታት ዝተዋህበ ምላሽ ድርብ መለክዒ ዘለዎ እዩ ኢሎሞ። ** ነበር ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ፡ “ኢሳያስ ኣፈወርቂ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምፍልላይ መዝሚዙ ዳግማይ ኲናት ከባርዕ ይዳሎ ኣሎ ክብል ከሲሱ... ** መራሒ እስል...
2025-02-18

  MiniPod: Ep6 Talking about community services| Starting Out | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 6ይ ክፋል፡ ኣገልግሎታት ማሕበረሰብን ከባብያዊ ምምሕዳርን | ምጅማር | Engl

Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: What day do the bins get emptied?| Which bin goes out tonight?| There are activities at the community centre. | Our library has English classes. - ቋንቋ እንግሊዝ ናይ ምዝራብ ክእለትና ...
2025-02-17

  ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ለካቲት 2025)

ኣርእስታት ዜና፥ ኮሚሽነር ሻን ፓተን ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምውራዱ ፖሊስ ቪክቶሪያ ሓድሽ ሓላፊኡ ክምዝዝ እዩ ። መራሕቲ ኣፍሪቃ ብተወሳኺ ነቲ ምምሕዳር ትራምፕ ናብ ኣፍሪቃ ዝወሃብ ዝነበረ ረድኤት ምጉዳሉ ከውርዶ ዝኽእል ጽልዋን ክዛራረቡ እዮም ። መርሃዊ ቅዱስ ከቢድ መጉዳእቲ ኣጋጢምዎ፣ ጉዳፍ ጸጋይን ዮሚፍ ቀጀልቻን ዓወታት ኣመዝጊቦም፣
2025-02-17

  ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ለካቲት 2025)

ን ሎሚ 17 ለካቲት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ዝምልከት ሕብረት አፍሪካ ኣብ ዘቕረቦ ሪፖርት ዘተ ተኻይዱ። ስምምዕ ፕሪቶርያ ንመፍትሒ ፀገማት ኣፍሪቃ ትምህርቲ ክኸውን ይግባእ" ኮሚሽነር ፖለቲካዊ ጉዳያት፣ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ባንኮሌ ኣዶዬ ጸዊዑ ። ንኣፍሪካውያን መስርሕ መከሓሓሲ ፍትሒ ክዝርጋሕ ፃውዒት ቀሪቡ ። ቀ/ሚ ኣቢ...