Tigrinya   /     ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበር ፡ ኤርትራ ኲናት ትጽሕትር ከምዘላ ዝገልጽ ዘውጽኦ ጽሑፍ ስዒቡ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምላሽ ሂቡሉ። (ዜናታት SBS 19 ለካቲት 2025)

Description

ንሎሚ 19 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ኣለቃሕቲ ባንክታት መጠን ገንዘብ ብ25 ነጥቢ ድሕሪ ምንካዩ ናይ ወለድ መጠን ከጉድላ ትጽቢት ይግበር ።... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና መጥቓዕቲ እናወሰኸ ምምጽኡ ይገልጽ ... ** ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበር ፡ ኤርትራ ኲናት ትጽሕትር ከምዘላ ዝገልጽ ዘውጽኦ ጽሑፍ ስዒቡ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምላሽ ሂቡሉ። **እቲ ልሙድ ዝዀነ ሕማም መንሽሮ ዝዀነ ሜላኖማ ኣብ ክሊኒካዊ ፈተና ሕክምና ዘደንቕ ውጽኢት ከም እተረኽበ ተፈሊጡ።

Subtitle
ንሎሚ 19 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ኣለቃሕቲ ባንክታት መጠን ገንዘብ ብ25 ነጥቢ ድሕሪ ምንካዩ ናይ ወለድ መጠን ከጉድላ ት
Duration
00:08:18
Publishing date
2025-02-19 13:27
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/news-flash-sbs-tigrinya-19-feb-2025/8xw24u12d
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20250219134743-tigrinya-19022025-newsflash.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000195-1bff-daa2-a995-7fff96970000&dur_cat=3
audio/mpeg