Tigrinya   /     “ኢሳያስ ኣፈወርቂ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምፍልላይ መዝሚዙ ዳግማይ ኲናት ከባርዕ ይዳሎ ኣሎ።" ነበር ፕረ/ ኢትዮጵያ

Description

ንሎሚ 18 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ምሕበራት እስልምና ነቲ ኣብ መልበርን ኣብ ልዕሊ ክልተ ሙስሊም ደቂ ኣንስትዮ ንዝተፈጸሙ መጥቓዕትታት ዝተዋህበ ምላሽ ድርብ መለክዒ ዘለዎ እዩ ኢሎሞ። ** ነበር ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ፡ “ኢሳያስ ኣፈወርቂ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምፍልላይ መዝሚዙ ዳግማይ ኲናት ከባርዕ ይዳሎ ኣሎ ክብል ከሲሱ... ** መራሒ እስልምናን ኣብ ዓለም ናይ ፈለማ ተመሳሳሊ-ጾታዊ ኢማምን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተቐቲሉ።

Subtitle
ንሎሚ 18 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ምሕበራት እስልምና ነቲ ኣብ መልበርን ኣብ ልዕሊ ክልተ ሙስሊም ደቂ ኣንስትዮ ንዝተፈ
Duration
00:06:22
Publishing date
2025-02-18 11:19
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/news-flash-sbs-tigrinya-18-february-2025/bf31j29d8
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20250218112734-tigrinya-18022025-newsflash.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000195-1669-da4f-abbd-1ffb24450000&dur_cat=2
audio/mpeg