Tigrinya   /     ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ።

Description

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ። ኲናት ብምጽሕታር ዝተኸሰሰት ኤርትራ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጽዑቕን ምትዂታዂ ኣዊጁ ክትብል ከሲሳ። መበል 50 ዓመት ፅምብል ህወሓት ብዝተኸፋፈለ ኩነታት ተኸቢሩ። ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባትን ትግራይ ሕገመንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ "ኣብ መንጎኛ ይዕናሕ" ንዝበለ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ ኮኒኖም።

Subtitle
ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ። ኲናት ብምጽሕታር ዝተኸሰሰት ኤርትራ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጽዑቕን ምትዂታዂ ኣዊጁ ክትብል
Duration
00:10:21
Publishing date
2025-02-20 09:57
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/homeland-report/ua4c0sngv
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20250220100718-tigrinya-20022025-homeland-report.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000195-2051-d7a9-a1fd-25d7c4720000
audio/mpeg