Tigrinya   /     ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ለካቲት 2025)

Description

ኣርእስታት ዜና፥ ኮሚሽነር ሻን ፓተን ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምውራዱ ፖሊስ ቪክቶሪያ ሓድሽ ሓላፊኡ ክምዝዝ እዩ ። መራሕቲ ኣፍሪቃ ብተወሳኺ ነቲ ምምሕዳር ትራምፕ ናብ ኣፍሪቃ ዝወሃብ ዝነበረ ረድኤት ምጉዳሉ ከውርዶ ዝኽእል ጽልዋን ክዛራረቡ እዮም ። መርሃዊ ቅዱስ ከቢድ መጉዳእቲ ኣጋጢምዎ፣ ጉዳፍ ጸጋይን ዮሚፍ ቀጀልቻን ዓወታት ኣመዝጊቦም፣

Subtitle
ኣርእስታት ዜና፥ ኮሚሽነር ሻን ፓተን ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምውራዱ ፖሊስ ቪክቶሪያ ሓድሽ ሓላፊኡ ክምዝዝ እዩ ። መራሕቲ ኣፍሪቃ ብተወሳኺ ነቲ ምምሕዳር ትራ
Duration
00:10:37
Publishing date
2025-02-17 14:17
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/news-bulletin-sbs-tigrinya-17-feb-2025/e9bouhosw
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20250217142816-tigrinya-17022025-news-bulletin.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000195-11e6-defc-adf5-f7e7a54b0000&dur_cat=3
audio/mpeg