Tigrinya   /     ዓቕሚ ዘፍቅዶን ንኹሉ ዝኾንን ንጥፈታት ድሕሪ ትምህርቲ፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Description

ኣብ ቤት ትምህርቲ ድሕሪ ሰዓታት ትምህርቲ ዝግበር ንጥፈታት ፡ ንቘልዑን ንመንእሰያትን ብዙሕ ጥቕምታት እዩ ዘምጽኣሎም ፣ ካብ ሓድሽ ሞያ ምምሃር ክሳብ ኣዕሩኽ ምጥራይ ይርከቦ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ኣማራጺታት እንተሃለዉ'ኳ ፤ ክቡራት ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ድሕሪ ሰዓታት ትምህርቲ ሕሱርን ንኹሉ ዝሓቆፍን ፡ ኣበይ ከም ዝርከብ ዳህሲስና ኣለና።

Subtitle
ኣብ ቤት ትምህርቲ ድሕሪ ሰዓታት ትምህርቲ ዝግበር ንጥፈታት ፡ ንቘልዑን ንመንእሰያትን ብዙሕ ጥቕምታት እዩ ዘምጽኣሎም ፣ ካብ ሓድሽ ሞያ ምምሃር ክሳብ ኣ
Duration
00:09:24
Publishing date
2025-02-18 16:49
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/finding-affordable-and-inclusive-after-school-activities-australia-explained/t97dgly0g
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20250218170636-tigrinya-18022025-ae-after-school-activities.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000195-1795-defc-adf5-f7d515100000
audio/mpeg