Tigrinya   /     ብማሕበረኮም ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ (ENCC) ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ንምንታይ ተሰሪዙ፧ ዝርርብ ምስ ሃቱ ገብረመድህን።

Description

ሲቲ ካውንስል Meri bek ብ ማሕበረሰብ ሃገራዊ ካውንስል ኤርትራዊያን (ENCC)ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ከምዝተሰረዘ ሀራልድ ሳን ጸብጺቡ ኣሎ። እቲ ጋዜጣ ዘውጽኦ ጸብጻብ መሰረት፡ እቲ ኣካታዒ (ኮንትሮቨርሺያል) ፈስቲቫል ኢሉ ዝጸውዖ፡ በቶም ኣዳለውቲ እቲ ፌስቲቫልን ነቲ ፌስቲቫል ዝቃወሙ ግጭት ከይፍጠር ብምስጋእ ኣብ ኮበር ታውን ሆል ናይቲ ካውንስል ኣዳራሽ ክግበር ተሓሲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ክስረዝ ገይሩ ኣሎ። ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ ካብቶም ነቲ ፈስቲቫል ዘዳልውን ነቲ ፈስቲቫል ዝቃወምዎን ከነዘራርብ ሓቲትና፡ ካብ ሰማያዊ ማዕበል ፍቓደኛ ኮይኑ ዝቐረበ ኣቶ ሃቱ ገብረመድህን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

Subtitle
ሲቲ ካውንስል Meri bek ብ ማሕበረሰብ ሃገራዊ ካውንስል ኤርትራዊያን (ENCC)ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ከምዝተሰረዘ ሀራልድ ሳን ጸብጺቡ ኣሎ። እቲ ጋዜጣ ዘውጽኦ
Duration
00:17:52
Publishing date
2025-02-20 13:45
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/why-was-the-planned-festival-by-the-eritrean-national-communities-council-in-australia-canceled-a-conversation-with-hatu-gebremeskel/hbrvk9y9r
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20250220140653-tigrinya-20022025-movement.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000195-2125-d277-a3bf-f937f1000000&dur_cat=3
audio/mpeg