Tigrinya   /     ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ሕዳር 2024)

Description

ናይ ሰሉስ 12 ሕዳር 2024 ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ውድብ ሜቲዮሮሎጂ ዓለም፡ ዓመተ 2024 ኣብ መዝገብ ዝሞቐት ዓመት ክትከውን ኣብ መስመር ኣላ ክብል ገሊጹ፣ * ዋዕላ ለውጢ ክሊማ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት 2024 ኣብ ኣዘርባይጃን ይካየዱ'ለዉ፣ ኣውስትራልያ ብሚኒስተር ለውጢ ክሊማ ክሪስ ቦወን ዝምራሕ ልኡኽ ትሳተፍ፡ * ሓይልታት እስራኤል ናብ መዓስከር ስደተኛታት ኑሰይራት ታንክታት ተኹሲ እናኸፈታ ኣብ ዝኣተውሉ ኣብ ማእከላይ ቓዛ ብዉሑዱ 30 ሰባት ቀቲሎም፣ * ዳኛ ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ደይቪድ ኩት ንሊቨርፑልን ናይ ቀደም ኣሰልጣኒኦም የርገን ክሎፕን እናተጻረፈ ዘርኢ ቪድዮ ድሕሪ ምዝርግሑ ካብ ዳንነት ተኣጊዱ፣

Subtitle
ናይ ሰሉስ 12 ሕዳር 2024 ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ውድብ ሜቲዮሮሎጂ ዓለም፡ ዓመተ 2024 ኣብ መዝገብ ዝሞቐት ዓመት ክትከውን ኣብ መስመር ኣላ ክብል ገሊ
Duration
00:06:25
Publishing date
2024-11-12 19:03
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/sbs-tigrinya-daily-news-12112024/ysxj705xz
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20241112190917-tigrinya-12112024-daily-news.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000193-1f5c-d9d3-a1bb-9f7c478a0000&dur_cat=2
audio/mpeg