Tigrinya   /     “ቦትስዋና ንፖለቲካ ከም ኩዕሶ እግሪ’ዮም ዝርእይዎ፡ ኣብ ንሕድሕዶም ጽልኢ ዝበሃል የብሎምን።” ዮሃንስ በራኺ

Description

ኣብ እዋን’ቲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ዝተገብረ ምርጫ፡ ኣብ ከም በዓል ሞዛምቢክ፡ ሞሪሺየሽን ቦትስዋናን ምርጫ ተገይሩ ነይሩ። ብፍላይ ኣብ ቦትስዋና ኣብ ዝተገብረ ምርጫ እቲ ንልዕሊ ፍርቂ ክፍለ ዘመን (58 )ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ፡ ሰልፊ ደሞክራሲ ቦትስዋና (Botswana Democratic Party (BDP)) ብምርጫ ብሰልፊ ተቓዋሚ ጽላል ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (The Umbrella for Democratic Change) ተሳዒሩ እቲ ኣገዳሲ ዝገብሮ ግና እቲ ዝጸንሐ መራሒ ነቲ ዝሰዓረ መራሒ ተቓዋሚ ቅድሚ ምቑጻር ምውዳኡ “እንቋዕ ኣሐጎሰካ፡ ኣነ ተሳዒረ ኣለኹ” ክብል ደዊልሉ። ቦትስዋና ግን ንምንታይ እያ ሰላማዊት ሃገር ኮይና፡ ታሪኽ ፖለቲካን ቁጠባን እታ ሃገር እንታይ ይመስል፧ ካል ኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ካብታ ሀገር እንታይ ክመሃራ ይኽእላ፧ ነዚን ምስ ኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ኣብታ ሃገር ንንውሕ ዝበለ ዓመታት ዝተቐመጠ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺ መሊሱልና ኣሎ።

Subtitle
ኣብ እዋን’ቲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ዝተገብረ ምርጫ፡ ኣብ ከም በዓል ሞዛምቢክ፡ ሞሪሺየሽን ቦትስዋናን ምርጫ ተገይሩ ነይሩ። ብፍላይ ኣብ ቦትስዋና
Duration
00:24:22
Publishing date
2024-11-14 15:13
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/election-usa-vs-botswana-botswanas-president-congradulate-leader-of-oposition-who-won-the-election/o76xka044
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20241114154756-tigrinya-13112024-election-usvs-african-nation-p1.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000193-28cf-de54-a5f3-68ff5c030000&dur_cat=4
audio/mpeg