Tigrinya   /     ክልተ ናይ ስነ-ቀመም ኤርትራዉያን ኢንጅነራት፡ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ቶታል ኤነርጂ ዘካየዶ ናይ ምህዞን ሰንዓን ዉድድር ዕዉታት ኮይነን፡

Description

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ምዃኑ ዝተነግረሉ ፋብሪካ ቴራናይት ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለ ተተኺሉ ፍርያት ምሃብ ምጅማሩ ተገሊጹ። ወግዓዊ ጽንብል ምሻም መበል 6ይ ፓትሪያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ንዕለት 26 ጥሪ 2025 ክፍጸም ምዃኑ ተገሊጹ፡ ክልተ ናይ ስነ-ቀመም ኤርትራዉያን ኢንጅነራት፡ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ቶታል ኤነርጂ ዘካየዶ ናይ ምህዞን ሰንዓን ዉድድር ዕዉታት ኮይነን፡ መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ብመገዲ ቱርኪ ስሉሳዊ ዘተ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣንካራ ኣምሪሖም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣስታት 30 ሲቪላት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ ኣብ መንጎ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድን ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ሶማልን ግጭት ኣጋጢሙ።

Subtitle
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ምዃኑ ዝተነግረሉ ፋብሪካ ቴራናይት ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለ ተተኺሉ ፍርያት ምሃብ ምጅማሩ ተገሊጹ። ወግዓዊ ጽንብል ምሻም መበል 6ይ ፓ
Duration
00:08:26
Publishing date
2024-12-12 08:47
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/homeland-report/cozkahnat
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20241212090603-tigrinya-12122024-homeland-report.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000193-b7af-d62a-a5df-b7ef08c10000
audio/mpeg