Tigrinya   /     ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ዓሰብ ርክብ ኣካይዱ፣ ሃፍታ ብምብራስ ትግራይ ንምድኻም ዝግበር ምንቅስቃስ ደው ክብል መጸዋዕታ ቀሪቡ

Description

ጸብጻባት ዜና (16 ታሕሳስ2024) * ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ዓሰብ ርክብ ኣካይዱ፣ * ሃፍቲ ትግራይ ብምጉሓልን ብምብራስን ትግራይ ንምድኻም ዝግበር ዘሎ ምንቅስቃስ ደው ክብል ሰለስተ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ፀዊዐን፣ * ማሕበር ተጋሩ ኣውሮፓ ሓቛፋይን ምእኹልን ቤት ምኽሪ ትግራይ ክስየም ሓቲቱ፣ * ወኪል ስደተኛታት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ምጥራዝ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ካብ ኢትዮጵያ ከምዘሻቐሎ ገሊጹ፣ * ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዑደት ክገብር’ዩ፣ * መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን 425 ሽሕ ዶላር ንኽቕፃዕ ተወሲኑ፣ * ግብፂ ብጉዳይ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ውጥጥ ኣብ ዘበነ ስልጣን ዶናልድ ትራምፕ ፍታሕ ክትረኽበሉ ቅድመ ምድላዋ ትውግን ከምዘላ ተገሊፁ፣

Subtitle
ጸብጻባት ዜና (16 ታሕሳስ2024) * ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ዓሰብ ርክብ ኣካይዱ፣ * ሃፍቲ ትግራይ ብምጉሓልን ብምብራስን ትግራይ ንም
Duration
00:10:17
Publishing date
2024-12-16 10:36
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/sbs-tigrinya-homeland-report-16122024/jtnf989kr
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20241216104802-tigrinya-16122024-homeland-report.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000193-cc72-d62a-a5df-ddf2b8eb0000&dur_cat=3
audio/mpeg