Tigrinya   /     ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ታሕሳስ 2024)

Description

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * ካብ ዝኾነ ካልእ ዓለም ንላዕሊ (ብመንጽር ካፒታ) ቓዛ ዝበዝሑ ኣካሎም ዝተቆርጹ ህጻናት ኣለውዋ (ወኪል ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንፍልስጢማውያን ስደተኛታት )፡ * ሓደ ተመሃራይን ሓደ መምህርን ኣብ ግዝኣት ዊስኮንሲን ድሕሪ ዝተፈጸመ ተኹሲ ካብ'ቶም ሰለስተ ዝተቐትሉ ኮይኖም፣ * ክኢላታት ኩነታት ኣየር ማዕበል ሙቐት ኣብ ዝመጹ መዓልታት ዓቢይ ክፋል ምብራቓዊ ኣውስትራልያ ክሽፍን ምዃኑ የጠንቅቑ፣ * ግዝኣታውያን መንግስታት ኣውስትራልያ ኣብ ኣፍደገ ሃይማኖታዊ ትካላትን ቤተ ጸሎትን ዝካየዱ ተቓውሞታት ንምቁጽጻር ምትዕርራይ ሕጊ ክገብራ ይሓስባ

Subtitle
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * ካብ ዝኾነ ካልእ ዓለም ንላዕሊ (ብመንጽር ካፒታ) ቓዛ ዝበዝሑ ኣካሎም ዝተቆርጹ ህጻናት ኣለውዋ (ወኪል ውዱብ ሕቡራት ሃገ
Duration
00:06:57
Publishing date
2024-12-17 16:33
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/sbs-tigrinya-daily-news-17122024/zou1egwlm
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20241217164728-tigrinya-17122024-daily-news.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000193-d2de-df36-a7bf-d7fe8afa0000
audio/mpeg