Tigrinya   /     ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥሪ 2025)

Description

ንሎሚ 14 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት: ዝሰናበት ዘሎ ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓማስን ተዂሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ክብጻሕ ከም ዝከኣል ብሩህ ተስፋ ከም ዘለዎ ገሊጹ ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ እተሓድገ መዐደኒ ወርቂ ን ኣዋርሕ ኣብ ጉድጓድ ተደብዮም ዝጸንሑ ፡ ብውሕዱ 100 ዘይሕጋውያን ዓደንቲ ሞይቶም ተረኺቦም ። ኒክ ኪርጊዮስ ኣብ ዉድድራት ቴኒስ ኣውስትራልያ ኦፐን ተሳቲፉ ብ ስኮትላንዳዊ ጃኮብ ፈርንለይ ተሳዒሩ ካብ ግራንድ ስላም ተገሊፉ።

Subtitle
ንሎሚ 14 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት: ዝሰናበት ዘሎ ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መንጎ እስራኤልን
Duration
00:05:56
Publishing date
2025-01-14 12:54
Link
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/news-flash-sbs-tigrinya-14-jan-2025/s55tmaewk
Contributors
Enclosures
https://sbs-podcast.streamguys1.com/sbs-tigrinya/20250114130655-tigrinya-140125-newsflash.mp3?awCollectionId=sbs-tigrinya&awGenre=News&awEpisodeId=00000194-6282-df36-a7be-77faad160000
audio/mpeg